Folkhälsomyndigheten Din psykiska hälsa

ኣብ መርበብ ሓበሬታ dinpsykiskahälsa.se ብዛዕባ እዚ ዝስዕብ ፍልጠት ክትረክብ ኢኻ

  • ኣእምሮኣዊ ጥዕና እንታይ ማለት ምዃኑ፡
  • ንጥዕና ኣእምሮና እንታይ ከም ዝጸልዎ፡
  • ስታተስቲክ ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣብ ሽወደን፡
  • ጥዕና ኣእምሮኻ ንምክንኻን እንታይ ክትገብር ከም እትኽእልን፡ መዓልታዊ ንዘጋጥሙካ ኣእምሮኣዊ ፈተናታት ብኸመይ ክትገጥሞም ከም እትኽእልን፡
  • ሕማቕ ምስ ዘይስምዓካ፡ መዓስን ኣበይን ደገፍን ሓገዝን ክትረክብ ከም እትኽእል፡ ከምኡ’ውን...
  • ንኻልኦት ብኸመይ ክትሕግዝ ከም እትኽእል።